ዓምዲ መዝሙር


መእተዊ

ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ ዓምዲ ዝኾንኩም ሕዝበ ክርስቲያን ከምይ ቀኒኹም  ከምዝፍለት ቤተ ክርስቲያና እልፊ ዝይብሎም ግጥምታት፣ ዚማታትን፣ውረባትን ክመዘለዋ ዝከሓድ ኣይኮነን።  ከም ፍቃድ ኣምላኽ በበእዋኑ ዝተፍላልየ መዘሙራት ብሓፈሻ ስነጥበባዊ ዓምድታ ከም ፍቃድ ኣምላክ ሒዝና ክንቀርብ ክንፍትን ኢና። 

 ክምንፈልጦ ጽባሕ ሶሉስ ናይ ሊቀ ሰማእት ጊዮርጊስ ክብረበዓሉ ስለ ዝኾነ ነዚ ምኽንይት ብምግባር ሓድሽ ዝኾነ ትርጉም ዝይኮነ ምሩጽ ምዛሙር  ካብ ማሕበር ሒዝናልኩም ንቀረን ኣለና ነዚ ክንገብር ድማ  ኣምላኽ ብጸግኡ ይድግፈና።
 በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማሪያምን፣ ናይ ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣይፈለየና ኣሜን።

 ነዚ  ምድረገጽ/Website ሼር ብምግባር ድማ በረከት ንምእመናን ክነካፍሎም  ካብ ኣዳልውቲ እንዳተላባና። ጽብቅ ግዜ ንምንየልኩም፣ ወስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለምስቀሉ ክቡር ኣሜን !!!

 !! መዛሙራት !!



























































































1 comment:

  1. !!! መንፈስና ነዚእየን ማዛሙር ብምስማዕ ነብሳና ነሕድስ !!!

    ReplyDelete